ዝተፈላለዩ ፍጻመታት ከም ምውላድ ቆልዓ፣ ሞያዊ ጸቕጢ፣ ሕማም ወይ ዝተወሰኑ ምዕራፋት ህይወት ንጾታዊ ርክብና ክጸልዉ ይኽእሉ። ንሕና ኣብ ጎንኹም ኣለና፡ ኣብዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ንሕብር፡ ንመኽረኩምን ንድግፈኩምን ካልእን፤
ጾታዊ ርክብ ዝምልከት ምኽሪ ምሃብ
ምክልኻል
- ሜላታት መከላኸሊ ጥንሲ
- - እቲ ድሕሪ ንግሆ ዝውሰድ ከኒና
- ካብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ምክልኻል
ጾታዊ ርክብ
- ርውየትን ምትንሳእን
- ቃንዛ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ
- ድሌት ኣልቦነት
ጾታዊ መንነትን ጾታዊ ዝንባለታትን
- ምውጻእ
- ምስ ኣድልዎ ምግጣም
- ሕጋውን ሕክምናውን ኣማራጺታት
ዘቤታዊ ወይ ጾታዊ ዓመጽ
- ካብ ዓመጽ መውጽኢ መንገድታት
- ጥርዓን ንምቅራብ ድዩ ወይስ ዘይምሃብ?
- ናብ ካልኦት ሰብ ሞያ ምውካስ
ኣብ ኣእምሮኹም ዘሎ ዝዀነ ይኹን ነገር፤ ብዛዕባ ዝኾነ ነገር ክትዛረቡና ትኽእሉ ኢኹም። ብጥንቃቐን ብሚስጢርን ብዘይ ክፍሊትን ንመክር። ኣድላዪ እንተኾይኑ ተርጓሚ ክንጽውዕ ኢና።
ብኸመይ ትበጽሑና፤
eff-zett እቲ ስፔሻሊስት ማእከል
Sexual- und Schwangerschaftsberatung (ጾታዊ ርክብን ጥንስን ዝምልከት ምኽሪ)
Tirolerweg 8
6300 Zug
ስልኪ 041 725 26 40
ኢ-መይል ssb@eff-zett.ch
ናይ ስራሕ ሰዓታት:
ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ጎንኹም ኣለና።
8:30 — 12 ቅ.ቀ
13:30 — 17 ቅ.ቀ